The Holy Gospel According Saint Matthew Chapter one (1) ምዕራፍ 1 ማቴዎስ
ብእንግሊሽ
ብግሪኽን ብኣረማይካን
ብጣልያን
ኩሉ መልሲ
ማቴዎስ
የውሃንስ
ሉቃስ
ማርቆስ
Rate this question:
ሓቂ
ጌጋ
ቅኑዕ
ጌጋ
Option 3
Option 4
ምክንያቱ ሰብ ስለ ዝኮነ።
ምክንያቱ ንክርስቶስ ንትውልዱ ብጽፈት ዘርዚሩ ብምጽሓፉን ክርስቶስ ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላክ ጌሩ ጺሒፍዎ ስለ ዘሎ።
Rate this question:
ኻብ ኣብርሃም ክሳዕ ዳዊት ዓሰርተው ኣርባዕተ ወለዶ፡ ካብ ዳዊት ክሳዕ ምርኮ ባቢሎን ዓሰርተ ኣርባዕተ ወለዶ፡ ካብ ምርኮ ባቢሎን ክሳዕ ክርስቶስ ድማ ዓሰርተው ኣርባዕተ ወለዶ እዩ።
ካብ ኣብርሃም ክሳዕ ዳዊት፥ ካብ ዳዊት ክሳብ ያዕቆብ፥ ካብ ያዕቆብ ክሳብ ክርስቶስ እናገበረ እዩ።
Rate this question:
ጴጥሮስ
ዮውሃንስ
ለዊ
ስምኦን
Rate this question:
ማቴዎስ
ማርቆስ
ሉቃስ
ዮውሃንስ
ማቴዎስ ኣብኡ እልፍዮስ ይበሃል።
ዓሌቱ ኣይሁዳዊ ክከውን ከሎ፥ ትውልዱ ዓዱ ድማ ካብ ገሊላ እትበሃል ዓዲ እዩ።
ስርሑ ተቀባሊ ቀረጽ ነበረ። ኣብ ቅፍርናሆም ዝበሃል ቦታ ኮይኑ ሄሮዶስ ብዝኣዘዞ መሰረት ንሮማውያን ካብ ኣይሁድ ቀረጽ እንዳ ኣኽፈለ የርብሖም ነበረ።
ኩሉ መልሲ
ወዲ ይስሃቅ ወዲ ያእቆብ።
ወዲ ዳዊት ወዲ ኣብርሃም ።
ወዲ ኣብርሃም ወዲ ዳዊት።
ወዲ ኣብርሃም ወዲ ይስሃቅ።
Rate this question:
ማቴዎስ ትርጉም ስሙ ተቀባሊ ቀረጽ ማለት እዩ።
ሂያብ እግዚኣብሄር [Gift of God]ማሌት እዩ።
ከውሒ ማሌት እዩ።
ንስሪ ማሌት እዩ ።
Rate this question:
መድሓኒ ዓለም
ፈውሲ ማሌት እዩ።
ኣምላኽ ምሳና ማሌት እዩ።
ኩሉ መልሲ
Rate this question:
ሽዱሽተ [6] ቁጽሪ ናይ ሰብ ቁጽሪ እዩ[ Number of man] ክከውን ከሎ።
ሸውዓተ [7] ቁጽሪ ምሉእ ቁጽሪ እዩ እዚ ከኣ ክርስቶስ ፍጹም ኣምላክ ምኳኑ ዝገልጽ እዩ [the Spirit of God]
ሽዱሽተን ሸውዓተን ንክሊቲኦም ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላክ ኮይኑ ንሰማይን ንምድርን ዝዓረቀ ክርስቶስ ዝገልጽ እዩ።
ኩሉ መልሲ
3 ኣለዋ ንሳተን ከኣ ትእማር, ርብቃ፥ ሳራ እየን።
3 ኣለዋ ንሳተን ከኣ ትእማር፥ ረሃብ፥ ኣስቴር እየን።
3 ኣለዋ ንሳተን ከኣ ትእማር፥ ራሃብ፥ ሩት
4 እየን ንሳተን ከኣ ትእማር፥ ራሃብ፥ ሩት፥ ኣስቴር።
Rate this question:
Quiz Review Timeline (Updated): Jul 22, 2024 +
Our quizzes are rigorously reviewed, monitored and continuously updated by our expert board to maintain accuracy, relevance, and timeliness.