The Holy Gospel According Saint Matthew Chapter Three (3)

Approved & Edited by ProProfs Editorial Team
The editorial team at ProProfs Quizzes consists of a select group of subject experts, trivia writers, and quiz masters who have authored over 10,000 quizzes taken by more than 100 million users. This team includes our in-house seasoned quiz moderators and subject matter experts. Our editorial experts, spread across the world, are rigorously trained using our comprehensive guidelines to ensure that you receive the highest quality quizzes.
Learn about Our Editorial Process
| By Mehzer10
M
Mehzer10
Community Contributor
Quizzes Created: 3 | Total Attempts: 407
Questions: 15 | Attempts: 119

SettingsSettingsSettings
The Holy Gospel According Saint Matthew Chapter Three (3) - Quiz

ምዕራፍ 3 ወንጌሌ ማቴዎስ The Holy Gospel According Saint Matthew Chapter Three (3) 


Questions and Answers
  • 1. 

    Upload your response

  • 2. 

    ብዛዕባ ዮውሃንስ መጥመቅ ቅኑዕ ዘይኮነ ካብዞም ዝስዕቡ ምረጽ መልስ። 

    • A.

      ነቢይ፥ ካህን፥ መጥመቅ፥ እዩ።

    • B.

      ጻድቅ፥ መምህር፥ ሰማእት፥ ሐወርያ እዩ።

    • C.

      ነቢይ፥ ካህን፥ መጥመቅ፥ጻድቅ፥ መምህር፥ ሰማእት፥ ሐወርያ እዚ ኩሉ ስሙ ኣይኮነን።

    • D.

      ነቢይ ናይ ብሉይ ቀዳማይ ሃዋርያ ናይ ሓዱሽ ኪዳን እዩ

    Correct Answer
    C. ነቢይ፥ ካህን፥ መጥመቅ፥ጻድቅ፥ መምህር፥ ሰማእት፥ ሐወርያ እዚ ኩሉ ስሙ ኣይኮነን።
    Explanation
    The given answer states that "ነቢይ፥ ካህን፥ መጥመቅ፥ጻድቅ፥ መምህር፥ ሰማእት፥ ሐወርያ እዚ ኩሉ ስሙ ኣይኮነን።" This means that the names mentioned, which are "ነቢይ, ካህን, መጥመቅ, ጻድቅ, መምህር, ሰማእት, ሐወርያ", are not the correct names.

    Rate this question:

  • 3. 

    ዮውሃንስ መጥመቅ እንታይ እናበለ እዩ ዝምህር ዝነበረ።

    • A.

      ደስ ይበልኩም ካብ ሎሚ ተሓጎሱ እናበለ ይምህር ነሩ።

    • B.

      መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ እሞ፡ ተነስሑ፡ ኢሉ እናሰበኸ።

    • C.

      ከምቲ ነቢይ ኢሳይያስ ·《 ኣብ በረኻ ዚእውጅ ድምጺ ኣዋጅ ነጋሪ፡ ጎደና እግዚኣብሄር ጽረጉ፡ መገዱውን ኣቕንዑ፡ ኢሉ እተነግረሉ》 እሉ ተነቢዎ ዝነበረ እናመሃረ መገዲ እግዚኣብሄር እናጸረገ ይምህር ነይሩ።

    • D.

      B ን C ን መልሲ እዮም።

    Correct Answer
    D. B ን C ን መልሲ እዮም።
    Explanation
    The passage is written in Ge'ez, an ancient Ethiopian language. The sentence "B ን C ን መልሲ እዮም" translates to "B and C are the same." This implies that B and C are equal or identical in some way.

    Rate this question:

  • 4. 

    ክዳን የውሃንስ መጥመቅ  እንታይ እዩ ነይሩ?

    • A.

      ጽቡቅ ዘንጸባርቅ ክዳን።

    • B.

      ብጸጉሪ ገመል ዝተገብረ ነበረ፥

    • C.

      ዕጣቕ ሑቁኡ ድማ ፈልቍ፡ ቀለቡ ኸኣ ኣንበጣን መዓር ሰንካልን ነበረ።

    • D.

      BንCን መልሲ እዩ።

    Correct Answer
    D. BንCን መልሲ እዩ።
    Explanation
    The given statement in the question is asking if the person can understand the meaning of the phrase "ክዳን የውሃንስ መጥመቅ". The response "BንCን መልሲ እዩ" translates to "Yes, I can understand it." Therefore, this is the correct answer that indicates the person's understanding of the phrase.

    Rate this question:

  • 5. 

    ቅዱስ የውሃንስ መጥመቅ ተነስሑ እናበለ ብየን እዩ  እናሰበከ ዝመጽእ ዝነበረ?

    • A.

      በተለሄም

    • B.

      ናዝረት

    • C.

      ግብጺ

    • D.

      ኣብ በረካ

    Correct Answer
    D. ኣብ በረካ
  • 6. 

    ኣቡኡን ኣዲኡን መነመን ይበሃሉ።

    • A.

      ካህን ዘካርያስን ርብቃን ይበሃሉ።

    • B.

      ካህን ኣሮንን ባርሰባን ይበሃሉ።

    • C.

      ኢያቄምን ሃናን ይበሃሉ።

    • D.

      ካህን ዘካርያስን፥ ኤልሳቤትን ይበሃሉ።

    Correct Answer
    D. ካህን ዘካርያስን፥ ኤልሳቤትን ይበሃሉ።
    Explanation
    The correct answer is "ካህን ዘካርያስን፥ ኤልሳቤትን ይበሃሉ።" This sentence means "Kahin Zekaryas and Alisabet will come." The other options do not make sense or are grammatically incorrect.

    Rate this question:

  • 7. 

    ተነስሑ እናበለ ይሰብክ ከም ዝነበረ ሪኢና  ኣሎና። ንስሓ ማሌት እንታይ ማሌት እዩ?

    • A.

      ንስሓ ማሌት ንሓጢኣት ፈንፊንካ ካብ ምድጋሙ ምቑጣብ፡ (ልባዊ ጣዕሳ)፡ ሓጢኣት ብጻይካ ምሕዳግ፡ ካብ ማሕበር ሓጥኣን ምግላስ፡ ትሑት ልቢ ምውራስን እዩ።”

    • B.

      “ማይ ኣብ ልዕሊ ሓዊ ምስ ፈሰሰ፡ ሓዊ ዘቃጸሎ ይሓጽብ። ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንኽንሳሕ ዝሃበና ዕድል ሓጢኣት ስጋን ነፍስን ዝሓጽብ እዩ።” ስለዚ ንስሓ ስጋን ነፍስን ምሕጻብ እዩ።

    • C.

      ንስሓ ብርሃን ዝመልኦ ጻዕዳ ልብሲ እዩ።

    • D.

      ኩሉ መልሲ።

    Correct Answer
    D. ኩሉ መልሲ።
  • 8. 

    ኣንቱም ዉሉድ ኣትማን እናበል ንክንስሑ ይነግሮም ነይሩ። ንመን እዩ? 

    • A.

      ንፈሪሳውያን ሰዱቃውያንን

    • B.

      ነቶም ደቂ ኣብርሃም እና እናበለ ግን ከ ግብሪ ኣብርሃም ዘይነበሮም እዩ። ሎሚ ውን ነቶም ብዛዕባ ንስሓ እናተመሃርናን ሎሚ ኣብ እዝንና ዝበጽሓና ግን ከ ካብ ንስሓ ዝረሓቀ ሂወት ሒዝና ዘሎና።

    • C.

      ነቶም ቅዱስ ስራሕ ዝሰርሑ ዝነበሩ።

    • D.

      AንB ን መልሲ እዮም

    Correct Answer
    D. AንB ን መልሲ እዮም
  • 9. 

    ዮውሃንስ መጥመቅ ብዛዕባ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እንታይ እናበለ   እዩ መስኪሩ? 

    • A.

      ኣነስ ንንስሓ ብማይ ኤጥምቐኩም አሎኹ፡ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ ግና ካባይ ይሕይል እዩ፡ ኣነስ ኣሳእኑ ኽጸውር እኳ ኣይበቅዕን። ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን ብሓውን ኬጥምቐኩም እዩ።

    • B.

      ኣነ ቀቅድሚኡ ደኣ ተለኣኽኩ እምበር፡ ክርስቶስ እየ ከም ዝበልኩ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ምስክረይ ኢኹም። እናበለ ይምስክር ነይሩ።

    • C.

      ኩልቲኡ መልሲ ኣይኮነን እዩ።

    • D.

      A ንB ን መልሲ እዩ።

    Correct Answer
    A. ኣነስ ንንስሓ ብማይ ኤጥምቐኩም አሎኹ፡ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ ግና ካባይ ይሕይል እዩ፡ ኣነስ ኣሳእኑ ኽጸውር እኳ ኣይበቅዕን። ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን ብሓውን ኬጥምቐኩም እዩ።
  • 10. 

    ናይ የውሃንስ መጥመቅን ናይ ጎይታና ጥምቀትን ፍልልዩ  እንታይ እዩ?

    • A.

      ናይ የውሃንስ ናይ ውልድነት እዩ ፥ ናይ ጎይታ ከኣ ናይ ንስሓ ስለ ዝነበረ እዩ።

    • B.

      ናይ ጎይታ ናይ ውልድነት እዩ ፥ ናይ የውሃንስ ከኣ ናይ ንስሓ ስለ ዝነበረ እዩ።

    • C.

      ናይ የውሃንስ ናይ ውልድነት እዩ ፥ ናይ ጎይታ ከኣ ናይ ውልድነት ስለ ዝነበረ እዩ።

    • D.

      ናይ የውሃንስ ናይ ንስሓ እዩ ፥ ናይ ጎይታ ከኣ ናይ ንስሓ ስለ ዝነበረ እዩ።

    Correct Answer
    B. ናይ ጎይታ ናይ ውልድነት እዩ ፥ ናይ የውሃንስ ከኣ ናይ ንስሓ ስለ ዝነበረ እዩ።
    Explanation
    The answer states that the water's taste and smell are affected by the presence of a certain substance.

    Rate this question:

  • 11. 

    ማቴ3፣12 ዓውዱ ዜጽርየሉ መስኤ ኣብ ኢዱ ኣለዎ፡ ስርናዩ ኣብ ቈፎኡ ይእክብ፡ ነቲ ሓሰር ግና ብዘይጠፍእ ሓዊ ኼንድዶ እዩ። ገሩ ብምስላ ይነግረና። ቅኑዕ ዘይኮነ መልሲ ሪእካ መልስ።

    • A.

      እዚ ማለት ኩሎም ናብ መንግስቲ ኣምላክ ከውርሶም እዩ ዝብል ዘሎ።

    • B.

      ስርናዩ ናብ ቆፍኡ እልዎ ዘሎ ነቲ ተነሲሖም ፍረ መንፈስ ቅዱስ ዝፈሪ እዩ። ነዚ ከምዚ ዝበለ ድማ ናብ ዘለኣለማዊ መንግስቱ የውርሶ።

    • C.

      ሓሰር ከኣ ናይ ዘይተነስሑ፥ ፍረ መንፈስ ቅዱስ ዘይፈረዩ ፍቅሪ፥ ሰላም፥ ሓቂ ዘይብሎም ሂወት ዝነበሩ እዮም።

    • D.

      ብዘይጠፍእ ሓዊኮንድዶም፡ዝብል ዘሎ ድማ ናይ ዘለኣለም ሞት ናይ ገሃንም እሳት ዝነግር እዩ። እዚ ድማ ነቶም ቃል ኣምላክ ተነጊርዎምሲ ፍቅሪ ዝረሓቆ ሂወት ዝነብሩ ዝነበሩ እዮም፥ በቲ ሓደ ወዲ ኣምላክ ሂወቶም ዘየማዕቆቡ ዝፍረድዎ ቦታ እዩ።

    Correct Answer
    A. እዚ ማለት ኩሎም ናብ መንግስቲ ኣምላክ ከውርሶም እዩ ዝብል ዘሎ።
    Explanation
    The given answer states that this statement is about the belief in God and the importance of faith. It suggests that in this world, God is the ultimate source of guidance and that faith in Him is necessary for a fulfilling life. The answer implies that the statement emphasizes the need to trust in God and seek His guidance in all aspects of life.

    Rate this question:

  • 12. 

    ጎይታ ክጥመቅ ናብ ዮውሃንስ ምስ መጸ  እንታይ እዩ  እሉ።

    • A.

      ብጣዕሚ ተሓጉሱ የቀነለይ እልዎ።

    • B.

      ስለ ዘክበርኩካ እካ ናባይ መጺካ እልዎ።

    • C.

      ንኣይ ብኣኻ ምጥማቕ የድልየኒ፡ ንስኻዶ ናባይ ትመጽእ፧ ኢሉ ኣበዮ።

    • D.

      ወላሓንቲ ኣይበለን።

    Correct Answer
    C. ንኣይ ብኣኻ ምጥማቕ የድልየኒ፡ ንስኻዶ ናባይ ትመጽእ፧ ኢሉ ኣበዮ።
  • 13. 

    ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እንታይ እሉ እዩ  ንየውሃንስ ዝመለሰሉ።

    • A.

      ከም ዝበል ይኩን እንበኣር እንተኣቢካስ እልዎ።

    • B.

      ኢየሱስ ከኣ፡ ኵሉ ጽድቂ ኽንፍጽም ይግባኣና እዩ እሞ፡ ሕጂስ ይኹን ደኣ ሕደግ፡ ኢሉ መለሰሉ። ድሕርዚ ፈቐደሉ።

    • C.

      መን እሉካ ከምኡ ኣይኮነን እልዎ።

    • D.

      ኩሉ መልሲ

    Correct Answer
    B. ኢየሱስ ከኣ፡ ኵሉ ጽድቂ ኽንፍጽም ይግባኣና እዩ እሞ፡ ሕጂስ ይኹን ደኣ ሕደግ፡ ኢሉ መለሰሉ። ድሕርዚ ፈቐደሉ።
  • 14. 

    ጎይታ  ምስ  ተጠመቀ እንታይ ፍጻመ እዩ ተፈጺሙ።

    • A.

      ምስጢር ስላሴ፣ ኣቦን ወልድን መንፈስ ቅዱሱን ክግለጹ ንምልከት።

    • B.

      ሰማያት ተከፍተ

    • C.

      መንፈስ ቅዱስ ብኣምሳል ርግቢት ወረደ።

    • D.

      ዝፈትዎ ወደይ እዩ ዝብል ድምጺ ካብ ሰማይ መ። ስለዚ ኩሉ መልሲ እዩ።

    Correct Answer
    D. ዝፈትዎ ወደይ እዩ ዝብል ድምጺ ካብ ሰማይ መ። ስለዚ ኩሉ መልሲ እዩ።
    Explanation
    The answer states that the person should pray and ask for forgiveness from God. This is inferred from the statement "ምስጢር ስላሴ፣ ኣቦን ወልድን መንፈስ ቅዱሱን ክግለጹ ንምልከት" which translates to "The answer is to repent and ask for forgiveness from the Lord". This suggests that the person should acknowledge their wrongdoing and seek forgiveness from God.

    Rate this question:

  • 15. 

    ኢየሱስ ምስ ተጠምቀ፡ ብኡብኡ ኻብ ማይ ኣይወጸን። እንሆ ኸኣ ሰማያት ተኸፍተ። 

    • A.

      ቅኑዕ

    • B.

      ጌጋ

    Correct Answer
    B. ጌጋ
  • 16. 

    የውሃንስ መጥመቅ መጥምቀ መለኮት እላ ቤቴክርስቲያና ትጽውዖ።

    • A.

      True

    • B.

      False

    Correct Answer
    A. True

Quiz Review Timeline +

Our quizzes are rigorously reviewed, monitored and continuously updated by our expert board to maintain accuracy, relevance, and timeliness.

  • Current Version
  • Mar 20, 2023
    Quiz Edited by
    ProProfs Editorial Team
  • Mar 24, 2017
    Quiz Created by
    Mehzer10
Back to Top Back to top
Advertisement
×

Wait!
Here's an interesting quiz for you.

We have other quizzes matching your interest.