The Holy Gospel According Saint Matthew Chapter Two (2)
ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ 2
ብቤት ትምህርቲ ሰንበት ትምህርቲ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ዝተዳለወ ።
ምክንያቱ ብኡ ስለ ዘቋርጨሎም መንገዲ።
ድካም ስለ ዝነበሮም ብኡ ዘዳለወሎም ዕረፍቲ ስለ ዝነበረ።
ናብ ሄሮዶስ ከይምለሱ፡ ብሕልሚ ምስ ተራእዮም ድማ፡ ብኻልእ መገዲ ናብ ሃገሮም ተመልሱ።
ኩሉ መልሲ ኣይኮነን
Rate this question:
ኣብ ገላትያ
ኣብ ሶርያ
ኣብ ፍልስጤም
ኣብ ግብጺ።
ቅኑዕ
ጌጋ
Rate this question:
ንሄሮዶስ ቤቴሰቡ።
ሰብ ጥበብ ነበሩ።
ጸሓፍትን ሊቃውንትን ነበሩ።
ኩሉ መልሲ
Rate this question:
ኣብ ሊዕልኦም ጽልኢ ስለ ዝነበሮ።
ንህጻን ኢየሱስ ክርስቶስ ክረክብ እሉ
እቶም ህዝቢ ምስኡ ስለ ዘይተሰማምዑ።
ኩሉ መልሲ
ምክንያቱ መደቀሲ ቦታ ስለ ዝሃቦም ሄሮዶስ።
ኮኾብ ስለ ዝረኣዩ።
እቲ ኣብ ምብራቕ ዝረኣይዎ ኰዀብ ኣብ ልዕሊ እታ እቲ ሕጻን ዘለዋ ቦታ መጺኡ ደው ክሳዕ ዚብል ስለ ዝመርሖም።
ኩሉ መልሲ፤
Rate this question:
ብዘመን ንጉስ ፈርዖን
ብዘመን ንጉስ ሄሮዶስ 2ይ
ብዘመን ንጉስ ሄሮዶስ 1ይ
ብዘመን ንጉስ ናቡከደነጾር
Rate this question:
ቤት ሕብስቲ።
ቤት እንጄራ ሂወት።
ቤት ንጉስ።
ኩሉ መልሲ
ሰማርያ
ገላትያ
ኢየሩሳሌም
መልሲ የሎን
ብካልእ መንገዲ ማሌት እቲ ንጉስ ኣይሁድ ኣበይ እዩ ዝውለድ እናበሉ ዝመጽሉ መንገዲ ቀይሮም፥እቲ ናይ ዓለም መድሕ ረኪብናዮ እናበልሉ መንገዲ ንክከዱ።
ከም ኣመንቲ ናብ ቤቴክርስትያን ክንመጽእ ኮሎና፣ ሓጢኣትና ብንስሓ ደርቢና፣ ሓደሽቲ ሰባት ብክርስቶስ ኮይና፣ እናተሓደስና ብካልእ መንገዲ ሂወት ክንመላለስ ከም ዝግብኣና ዓቢ ትምህርቲ እዩ።
ክልቲኡ መልሲ እዩ
መልሲ የሎን
Rate this question:
ንጉስ ዳዊት
ነቢይ ሆሴእ
ነቢይ ኤሴያስ
ነቢይ ኤርምያስ
Rate this question:
ነቶም ሰብ ጥበብ ጥራይ እዩ ሓቲትዎም።
ንዅሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ጻሓፍቲ ህዝብን ኣኪቡ፡።
ነቶም ናቱ ኣብ ቤት መንግስቱ ዝነበሩ ጸዊዑ ሓቲትዎም።
ኩሉ መልሲ እዩ
Rate this question:
ኣይሁዳውያን ንመሲሕ [ ንክርስቶስ] ክውለድ ይጽበዩ ከም ዝነበሩ።
ክርስቶስ ዝውለደሉ ቦታ ፍሉጥ ከም ዝነበረ።
ሊቃውንቲ ኻህናትን ጻሓፍቲ ህዝብን ከም ዝመለስሉ ንመሃር።
ኩሉ መልሲ።
Quiz Review Timeline (Updated): Jul 22, 2024 +
Our quizzes are rigorously reviewed, monitored and continuously updated by our expert board to maintain accuracy, relevance, and timeliness.